archives

Archive for

Where are the so-called human right organizations? People-smugglers in Sinai abduct and torture African refugees.

Bedouin leader stands up to traffickers in Sinai People-smugglers in Sinai abduct and torture African refugees who are trying to flee to Israel.

The 6th China-Eritrea Film Week

The 6th China-Eritrea Film Week. Hosted by Chinese Embassy & PFDJ Cultural Affairs

[Abadit] Eritrean full Movie

Click here >>  Enjoy also another TOP Eritrean Movies !

“ቅድሚ 60 ዓመታት ናጽነተን ዝወሰዳ ሃገራት ዛጊት ኣብ ድኽነትን ሕሰምን ዝነብራሉ ዘለዋ ምኽንያት እንታይ’ዩ?”

“60 ዓመታት ናጽነተን ዝወሰዳ ሃገራት ክሳብ’ዚ እዋን’ዚ ኣብ ድኽነትን ጥሜትን ዝነብራሉ ዘለዋ ምኽንያት እንታይ’ዩ?” ኣብ’ዛ ዓለምና ብፍላይ ድማ ኣብ’ዛ ኣህጉርና መልሲ ዘናዲ ዘግባእብእ ሕቶ’ዩ። ሓጺር መልሲ ጠንቁ ‘ዝሩግ ምሕደራ’ mis-management እዩ። ግን’ከ፡ ብኸመይ? ካልኣይ ሕቶ ከልዕል ዘግባእብእ ሕቶ’ዩ። ድሕሪ ምዝርዛር መግዛእቲ፡ ብዙሓት ሃገራት ብግስ ከይበላ መነባብሮ መላእ ህዝቢ ምምዕባል ካብ ዝብል ሃገራዊ መርሓ ብምንድልሃጽ፡ ብስም … Continue reading

ዕዉት ኣኼባ መንእሰያት ኣብ ከተማ ማንሃይም

By Haddish Goitom >> Click here to see PHOTO REPORTAGE ብዕለት 15. 09. 2012 ኣብ ከተማ ማንሃይም ዕዉት ኣኼባ መንእሰያት ተኻይዱ። ኣብዚ ብመንእሰያት ማንሃይም ዝተጸወዐ ኣኼባ፡ ካብ ቤት ጽሕፈት ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኣቶ ፍጹም ሳህለ ኣብ መኽፈቲ ናይቲ ኣኼባ፡ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ናይ ስደት ሂወቶም መንነቶምን ባህሎምን ዓቂቦም ክቕጽሉን ነቲ ኣነ መን ኢየ? ዝብል ሕቶ ብርእሰ ተኣማንነት ክምልሱ መሰረታዊ … Continue reading

[VOA-Interview] ኤርትራ ንኢቨስተራት ኣዝያ ተተአማምንን ምችእትን’ያ – ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር 2ይ ክፋል(መወዳእታ)

ኤርትራ  በቲ ንዝሓለፈ 20-ዓመታት ኣብ ዝተፈላለየ ፅላታት ኢኮኖሚ ዝገበረቶ ኢንቨስትመንት ኢኮኖሚአ  ዕብየት የርኢ’ሎ ክብሉ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር  ገሊፆም። ዶ/ር ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ትኹረት ኤርትራ ኣብ  ልምዓት ሰብን ምዕሩይ ዕበትን’ዩ ኢሎም። ኤርትራ ምስ ዓለም-ለኽ ማዕኸና ገንዘብ ሽርክና አለዋ ኣባል’ውን  እያ ዝበሉ  ዶ/ር ወልዳይ ግን  ካብአቶም ዝርከብ ፍልፍል ምስቲ  ሸቶታትናን አካይዳናን ዝሰማማዕ  ምስ ዝኸውንን ኣብኡ ምሳና ንምስራሕ … Continue reading

Archives

www.raimoq.com

www.raimoq.com

// raimoq MUSICA

geez font

September 2012
M T W T F S S
 12
3456789
10111213141516
17181920212223
24252627282930

Eritrea is Beautiful

Ad